February 06
Thursday | 1:00pm - 2:00pm
ብኢንተርኔት ዝግበር አኼባ፤ ሓበሬታ ብዛዕባ እቲ ዝግበር ኣኼባ እቱይ ዓውደ መጽናዕቲ( ዎርክ ሾፕ) ቕድሚ ምጅማሩ 1 ስዓት ኣቐዲሚና ብኢመይል ክነፍልጠኩም ኢና
Zoom ኦንላይን Online) SignUp
Room: ZOOM - Tigrigna language
Contact Name: Giday, Taare
Contact Email: taare.giday@esd.wa.gov
Workshop Language: English
Event Registration: Sign Up Required
Approved Unemployment Insurance (UI) Job Search Activity: Yes
Additional Info:
English Power Point Presentation -Tigrinya explanations
ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ናብቲ ወርክ ሾፕ (Workshop) ከይድኩም ቕድሚ ምስታፍኩም ኣቕዲምኩም ናብ WorkSourceWA.com ብምኻድ ናይ ኢንተርኔት መለለዪ አካውንት ይኽፈቱ።
ቕድሚ ምምዝጋብኩም እውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ከምዘለኩም አረጋግጹ፤ ኮምፒዩተርን ናይ ኮምፒዩተር ሲስተም ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ሲስተም ክህልወኩም ይግባእ;
አብቲ ዝግበር ናይ ወርክ ሾፕ ናይ ቬዲዮን ናይ ብድምጽን ኮንፍረንስ ስለዝግበር ንዑዑ ንምግባር ዝኽእል ዘተኣማምን ናይ ኢንተርኔት WiFi ርክብ ክህልወኩም ይግባእ። ናብ ናይ Zoom ከመይ ገይርኩም ርክብ ከምትገብሩ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናቢዚ ይኺዱ zoom.us
ኣብዚ ናይ ተሳተፍቲ መዝገብ ዝርዝር ክህልወ እዩ። ሓደ ዝተመዝገብ ተሳታፋይ አብዘይርከበሉ እዋን ብቐጥታ ካብቲ መዝገብ እቱይ ቐጺሉ ዘሎ ተረኛ ተሳታፊ ክሳተፍ ኽግበር እዩ።
ኣብዚ ፕሮግራም ንኽትሳተፉ ክትምዝገቡ እንከለኹም፡ በጃኹም ኣብታ (Workshop) ንመጀመርታ እዋን ንምምዝጋብ ዝተጠቀምኩሉ ሓደ ዓይነት ስምን ኢመይልኩም ተጠቐሙ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ምስቶም ናይዚ ፕሮግራም መዳለውቲ ተራኸቡ።
ንዘደልይ ነገራት ዝምልከት ሕቶታት ጥራይ፡
ኣብዚ ዝዋሃብ ስልጠና ዘድልይ ሓገዝ ንምርካብ ምስ Giday, Taare, በዚ ዝስዕብ ኢመይል tgiday@esd.wa.gov ተራኸቡ። ንዘደልይ ነገራት ሕቶ ክተቕርቡ እንከለኹም በጃኹም ብዝተኻኣለ መጠን፤ እንታይ ከምትደልዩን፤ ስምኩምን ፤ ትነብርሉ ኸተማ ስም ብዝርዝር ኣቕርቡ።
- ምዝገባ የድልይ