Loading Events WorkSource Seattle-King County Tigrinya -Tigrinya speakers only-ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ (ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው (ኢንተርኔት) ካላንደር Statewide Online Workshop-Resume &-Cover Letter–Tigrinya – WorkSource Seattle-King County
arrow leftGo to Back to Calendar

Tigrinya –Tigrinya speakers only-ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ (ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው (ኢንተርኔት) ካላንደር Statewide Online Workshop-Resume &-Cover Letter–Tigrinya

February 06
Thursday | 1:00pm - 2:00pm

CalendarPlusAdd to Calendar February 06 1:00pm 02/06/2025 2:00pm America/Los_Angeles Tigrinya –Tigrinya speakers only-ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ (ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው (ኢንተርኔት) ካላንደር Statewide Online Workshop-Resume &-Cover Letter–Tigrinya ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ ( ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ ኣጸሓሕፋ ጽሬት ዘለዎ መመልከቲንዝኾነ ስራሕ ንምድላይ እቲ ቐንዲ አገዳሲ ናይቲ ስራሕ…

ብኢንተርኔት ዝግበር አኼባ፤ ሓበሬታ ብዛዕባ እቲ ዝግበር ኣኼባ እቱይ ዓውደ መጽናዕቲ( ዎርክ ሾፕ) ቕድሚ ምጅማሩ 1 ስዓት ኣቐዲሚና ብኢመይል ክነፍልጠኩም ኢና
Zoom ኦንላይን Online) SignUp

Room: ZOOM - Tigrigna language

Contact Name: Giday, Taare

Contact Email: taare.giday@esd.wa.gov

Workshop Language: English

Event Registration: Sign Up Required

Approved Unemployment Insurance (UI) Job Search Activity: Yes

Additional Info:

English Power Point Presentation -Tigrinya explanations
ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ናብቲ ወርክ ሾፕ (Workshop) ከይድኩም ቕድሚ ምስታፍኩም ኣቕዲምኩም ናብ WorkSourceWA.com ብምኻድ ናይ ኢንተርኔት መለለዪ አካውንት ይኽፈቱ።
ቕድሚ ምምዝጋብኩም እውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ከምዘለኩም አረጋግጹ፤ ኮምፒዩተርን ናይ ኮምፒዩተር ሲስተም ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ሲስተም ክህልወኩም ይግባእ;
አብቲ ዝግበር ናይ ወርክ ሾፕ ናይ ቬዲዮን ናይ ብድምጽን ኮንፍረንስ ስለዝግበር ንዑዑ ንምግባር ዝኽእል ዘተኣማምን ናይ ኢንተርኔት WiFi ርክብ ክህልወኩም ይግባእ። ናብ ናይ Zoom ከመይ ገይርኩም ርክብ ከምትገብሩ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናቢዚ ይኺዱ zoom.us
ኣብዚ ናይ ተሳተፍቲ መዝገብ ዝርዝር ክህልወ እዩ። ሓደ ዝተመዝገብ ተሳታፋይ አብዘይርከበሉ እዋን ብቐጥታ ካብቲ መዝገብ እቱይ ቐጺሉ ዘሎ ተረኛ ተሳታፊ ክሳተፍ ኽግበር እዩ።
ኣብዚ ፕሮግራም ንኽትሳተፉ ክትምዝገቡ እንከለኹም፡ በጃኹም ኣብታ (Workshop) ንመጀመርታ እዋን ንምምዝጋብ ዝተጠቀምኩሉ ሓደ ዓይነት ስምን ኢመይልኩም ተጠቐሙ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ምስቶም ናይዚ ፕሮግራም መዳለውቲ ተራኸቡ።
ንዘደልይ ነገራት ዝምልከት ሕቶታት ጥራይ፡
ኣብዚ ዝዋሃብ ስልጠና ዘድልይ ሓገዝ ንምርካብ ምስ Giday, Taare, በዚ ዝስዕብ ኢመይል tgiday@esd.wa.gov ተራኸቡ። ንዘደልይ ነገራት ሕቶ ክተቕርቡ እንከለኹም በጃኹም ብዝተኻኣለ መጠን፤ እንታይ ከምትደልዩን፤ ስምኩምን ፤ ትነብርሉ ኸተማ ስም ብዝርዝር ኣቕርቡ።
- ምዝገባ  የድልይ

Description:
ሀገራዊ አብ ኢንተርኔት ዓውደ መጽናዕቲ ( ዎርክ ሾፕ) ብዛዕባ ኣጸሓሕፋ ጽሬት ዘለዎ መመልከቲ
ንዝኾነ ስራሕ ንምድላይ እቲ ቐንዲ አገዳሲ ናይቲ ስራሕ አስራሒ ዘለዎ አረኣእያ ፈሊኻ ምርዳእ እዩ። አብዚ ቤት ዕዮ (ዎርክሾፕ) ስራሕ አስራሕቲ ናይ ስራሕ ማመልከቻ ከመይ ከምዘንብብዎ ብምርዳእ ናታቶም ድልየት ንምምላእ እንታይ ኣይነት ምድላዋት ክትገብሩ ከምዘለኩም ፍልጠት ክህልዎኩም ይገብር።
መመልከቲ ወረቐትን (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ምድላው 
ዕዉታት ደለይቲ ስራሕ ፡ ግዜ ወሲዶም ኣስራሕቲ እንታይ ከም ዝደልዩ ይመሃሩ ። ካብቲ ንስራሕካ ንምድላይ ተባሒሉ ዝስራሕ ኣርባዕተ ቀንዲ ነጥብታት: ንሓደ ስራሕ ክመርጽ ዝደሊ ኣስራሒ ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ: እንታይ ከም እትፈልጥን እንታይ ከም እተቕርብን ተምሃር ። ኣስራሕቲ ንምስሓብን ዝያዳ ቃለ-መጠይቕ (Interview) ንምግባርን ፡ ክእለትካ ፡ ፍልጠትካን ኣየናይ ንብቕዓትካ ዝገልጽ መመልከቲ ወረቐትን  (résumé) ዝሽፍን ደብዳበታት (cover letter) ተምሃር ።