January 23
Thursday | 1:00pm - 2:00pm
ናብዚ Workshop መራካቢ ንምቕባል በጃኩም: ስም: ኢሜልኩም ከምኡውን ተለፎን ቁጽር ናብዚ አሜይል አድራሻ (tgiday@esd.wa.gov) ይልኣኩ
Workshop Language: English
Approved Unemployment Insurance (UI) Job Search Activity: Yes
ተወሳኺ ሓበሬታ፡ ናብቲ ወርክ ሾፕ (Workshop) ከይድኩም ቕድሚ ምስታፍኩም ኣቕዲምኩም ናብ WorkSourceWA.com ብምኻድ ናይ ኢንተርኔት መለለዪ አካውንት ይኽፈቱ።
ቕድሚ ምምዝጋብኩም እውን እዞም ዝስዕቡ ነገራት ከምዘለኩም አረጋግጹ፤ ኮምፒዩተርን ናይ ኮምፒዩተር ሲስተም ከምኡውን ናይ ኢንተርኔት ሲስተም ክህልወኩም ይግባእ;
አብቲ ዝግበር ናይ ወርክ ሾፕ ናይ ቬዲዮን ናይ ብድምጽን ኮንፍረንስ ስለዝግበር ንዑዑ ንምግባር ዝኽእል ዘተኣማምን ናይ ኢንተርኔት WiFi ርክብ ክህልወኩም ይግባእ። ናብ ናይ Zoom ከመይ ገይርኩም ርክብ ከምትገብሩ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ናቢዚ ይኺዱ zoom.us
ኣብዚ ናይ ተሳተፍቲ መዝገብ ዝርዝር ክህልወ እዩ። ሓደ ዝተመዝገብ ተሳታፋይ አብዘይርከበሉ እዋን ብቐጥታ ካብቲ መዝገብ እቱይ ቐጺሉ ዘሎ ተረኛ ተሳታፊ ክሳተፍ ኽግበር እዩ።
ኣብዚ ፕሮግራም ንኽትሳተፉ ክትምዝገቡ እንከለኹም፡ በጃኹም ኣብታ (Workshop) ንመጀመርታ እዋን ንምምዝጋብ ዝተጠቀምኩሉ ሓደ ዓይነት ስምን ኢመይልኩም ተጠቐሙ።
ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ምስቶም ናይዚ ፕሮግራም መዳለውቲ ተራኸቡ።